Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ዉድብ ሕቡራት መንግስታት ቀዋሚት መልእኽተኛ ኣሜሪካ ኣምባሳደር ኒኪ ሃሌይ ካብ ሓላፍነተን ወሪደን

0 15

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2011 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዉድብ ሕቡራት መንግስታት ቀዋሚት መልእኽተኛ ኣሜሪካ ኣምባሳደር ኒኪ ሃሌይ ካብ ሓላፍነተን ወሪደን።

እተን ኣምባሳደር ብመሰረት ባዕለን ዘቕረብኡ ሕቶ ካብ ሓላፍነተን ከምዝተልዓላ ተገሊፁ።

ኣምባሳደር ኒኪ ሃሌይ ስረሐን ንምግዳፍ ዘቕረብኡ ደብዳበ ፕሬዚዳነት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ቅቡል ከምዝገበሩ እውን ተሓቢሩ።

ይኹን እምበር እቲ መልቀቒ ስራሕ ዋላ ቅቡል እንተተገበረ መዓዝ ስረሐን ደው ከምዘብላ ግን ዝተገለፀ ነገር የለን።

ፍልፍል፦ www.aljazeera.com

Comments
Loading...