Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያን ኬንያን ንምፅራይ ዋንጫ ኣፍሪካ ኣብ ስታድየም ባህርዳር ፅባሕ ፀወተአን ከካይዳ እየን

0 77

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2011 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ኬንያን ንምፅራይ ዋንጫ ኣፍሪካ ኣብ ስታድየም ባህርዳር ፅባሕ ፀወተአን ከካይዳ እየን።

እቲ ፀወታ ፅባሕ ረቡዕ ሰዓት 10፡00 ድሕሪ ቀትሪ ክጅምር’ዩ።

ስለዝኾነ ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ከምዘፍለጦ፥ መእተዊ ዋጋ እቲ ስታድየም ዕላዊ ተገይሩ ኣሎ።

ብመሰረት እዚ፦

ቀዳማት ደረጃ ትሪቡን 200 ብር

ካልኣይ ደረጃ 50 ብር

ሳልሳይ ደረጃ 25 ብር

ራብዓይ ደረጃ 10 ብር ከምዝኾነ ተገሊፁ።

Comments
Loading...