Fana: At a Speed of Life!

መዕርፎ ነፈርቲ ሮቤ ግልጋሎት ምሃብ ጀሚሩ

0 24

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2011 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዝርከብ መዕርፎ ነፈርቲ ባሌ ሮቤ ተመሪቑ ግልጋሎት ምሃብ ጀሚሩ።

እቲ መዕርፎ ነፈርቲ ዕለተ ረቡዕ፣ ዓርብን ሰንበትን ብድመር ኣብ ሰሙን ሰለስተ መዓልታት ግልጋሎት በረራ ከምዝህብ እውን ተገሊፁ።

መዕርፎ ነፈርቲ ሮቤ ኣብ 2007 ዓ.ም ህንፀቱ ዝጀመረ እንትኸውን፥ 500 ሚሊየን ብር ወፃኢ ዝተገበረሉ ኢዩ።

ብመሰረት እዚ ቦይንግ 737 ሓዊሱ ካልኦት ነፈርቲ ከተኣናግድ ከምዝኽአል ኣብ ቢሮ ኮሚኒኬሽን ኦሮሚያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

 

 

 

Comments
Loading...