Fana: At a Speed of Life!

ንልዕሊ 1 ሺሕ ኣረጋውያን ግልጋሎት ናፃ ሕክምና ተዋሂቡ

0 57

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2010 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትር ሓለዋ ጥዕና ምስ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብምትሕብባር ኣብ ሆስፒታል ዘውዲቱ ንልዕሊ 1 ሺሕ ኣረጋውያን ግልጋሎት ናፃ ሕክምና ሎሚ መዓልቲ ሂቡ።

ኣብ’ቲ ዝተውሃበ ግልጋሎት ናፃ ሕክምና ዝተረኸቡ ሚኒስትር ሓለዋ ጥዕና ፌዴሪኢ ዶክተር ኣሚር ኣማን፥ ብሞየኦም ነቶም ኣረጋውያን ግልጋሎት ሕክምና ኣካይዶም ኢዮም።

ዶክተር ኣሚር፥ ንኣረጋውያን ዝወሃብ ግልጋሎት ናፃ ሕክምና ትካላዊ ብዝኾነ መገዲ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ሓቢሮም።

ኣብ’ቲ ሰናይ ተግባር ካልኦት ኣካላት እውን ምትሕብባር ንክገብሩ ፀዊዖም።

Comments
Loading...