Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚንሰትር ኣብዪ ኣሕመድ ኣስመራ ኣትዮም

ቀዳማይ ሚንሰትር ኣብዪ ኣሕመድ ኣስመራ ኣትዮም

0 98

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2010 (ኤፍ.ቢ.ሲ) ቐዳማይ ሚንስተር ዶክተር ኣብዪ ኣሕመድ ዝምራሕ ጉጅለ ናብ ኤርትራ ኣትዩ።

ኣስመራ እንትኣትዩ ብፕሬዝደንት ኢሳያስ ኣፈወርቂን ላዕሎት ኣመራርሓ ኤርትራ ኣቀባብላ ገይረምሎም።

ኣብ ፃንሒቶም ኣብ ጉደይ ዶብ ዝተበፅሐ ስምምዕነት ተግባራውነት ጠሚቱ ክዝቲ ዝዩ ተባሂሉ ትፅቢት ይገበር።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ጉዳይ ሰላምን ርክብ ህዝቢ ንህዝብን ጠሚቱ ክዝተዩ እዮም፡፡

ኢትዮጵያ ዘቕረበቶ ፃዊዒት ሰላም ስዒቡ ኣን ቀረባ እዋን ልኡኻት ጉጅለ ኤርትራ ኣብ ኢትዮጰያ ዑደት ምግባሩ ይዝከር፡፡

Comments
Loading...