Fana: At a Speed of Life!

ሜክሲኮ ኣብ እትርከብ ግዝኣት ሚቾአካን ከተማ ኦካምፖ ዘለዉ ፖላዊስ ምስ ቅትለት ሕፁይ ከንቲባ ብዝተተሓሓዘ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ውዒሎም

0 76

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2010 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ሜክሲኮ ኣብ እትርከብ ግዝኣት ሚቾአካን ከተማ ኦካምፖ ዘለዉ ፖላዊስ ምስ ቅትለት ሕፁይ ከንቲባ ብዝተተሓሓዘ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ከምዝወዓሉ ቢሮ ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ እታ ሃገር ኣፍሊጡ።

ኣብ ዝሓለፈ ሓሙስ ሕፁይ ከንቲባ ፓርቲ ዲሞክራቲክ ሪቮሉሽን ፌርናንዶ ኣንጌሌስ ጁአሬዝ መንነቱ ዘይተፈለጠ ዕጡቕ ተቐቲሎም እዮም።

ስለዝኾነ ምስቲ ቅትለት ብዝተተሓሓዘ 28 ላዕለዎት መኮንናት ፖሊስ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ውዒሎም ኣለዉ።

ስለዝኾነ እቲ ቢሮ ኣብቲ ዝተፈፀመ ቅትለት ኢዶም ኣለዎ እዩ ዝበሎም ተጠርጠርቲ ምርመራ የካይድ ከምዘሎ ተገሊፁ።

ፍልፍል፦ ሲ ኤን ኤን

Comments
Loading...