Fana: At a Speed of Life!

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት 5፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ ምህዳር ከባቢ መሰረት ዝገበሩ ዓይነታት ዘራእቲ ብስፍሓትን ፅርየትን ንክፈሪዩ ምኽኣል ውሕስነት ምግቢ ንምርግጋፅ፣ ካብ ወፃኢ ዓዲ ንዝኣቱ ፍሪያት ንምትካእን እቶት ንምድንፋዕን ወሳኒ ግደ ኣለዎ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ…

መራኸብቲ ሓፋሽን ኣመራርሓን ንካልኣይ ዙር ምዕዋት ወፍሪ ክታበት ኮቪድ 19 ኣድላዪ ምትሕብባር ንክገብሩ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መራኸብቲ ሓፋሽን በቢበርኩ ዘለዉ ኣመራርሓን ካብ 7 ለካቲት 2014 ዓ.ም ጀሚሩ ንዝካየድ ንካልኣይ ዙር ምዕዋት ወፍሪ ክታበት ኮቪድ 19 ኣድላዪ ምትሕብባር ንክገብሩ ሚኒስቴር ጥዕና ፃውዒት ኣቕሪቡ። ሓጋዚ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገርን ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢን ብሓባር ብምዃን መቐመጢኦም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዝኾኑ ወተሃደራዊ ኣታሼታት ኣብ እዋናዊ ኩነታት ዘድሃበ መብርሂ ሂቦም። ዳይሬክተር ጄነራል ጉዳያት ጎረባብቲ ሃገራትን ኢጋድን…

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት 5፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ህንፀት ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ብህፁፅ ንክትዛዝም ግብፂ ክተተባብዕ ይግባኣ ክብሉ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ሬድዋን ሁሴን ገሊፆም። ኣምባሳደር ሬድዋን ሁሴን፥ ተቐማጥነቱ ኣብ ዱባይ ምስ ዝኾነ…

ብመንፅር ምዕዋት ብሄራዊ መድረኽ ዘተ ግደ ምሁራን ዝድህስስ መድረኽ ዘተ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ብመንፅር ምዕዋት ብሄራዊ መድረኽ ዘተ ግደ ምሁራን ዝድህስስ መድረኽ ዘተ ኣብ ባህርዳር ይካየድ ኣሎ። እቲ መድረኽ ዘተ “ግደ ምሁራን ሓቛፊ ብሄራዊ መድረኽ ዘተ ኣብ ምዕዋት” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ኢዩ ተባሂሉ። ኣብቲ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ውሽጢ ክልተ ሰሙናት ልዕሊ 110 ሚሊየን ጥማር ዕንበባ ናብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣጎዓዒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ውሽጢ ክልተ ሰሙናት 86 በረራታት ብምክያድ ልዕሊ 110 ሚሊየን ጥማር ዕንበባ ናብ ዝተፈላለያ ሃገራት ከምዘጎዓዓዘ ኣፍሊጡ። እቶም ጥማራት ዕምባባ ብዋናነት ካብ ኢትዮጵያ ናብ ዝተፈላለያ ሃገራት አንተተጎዓዓዙ…

ማሕበረሰብ ዓለም ንሰላምን ልምዓትን ኣፍሪካ ኣድላዪ ድጋፍ ክገብር ይግባእ – ሙሳ ፋኪ ማህመት

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበረሰብ ዓለም ንሰላምን ልምዓትን ኣፍሪካ ኣድላዪ ድጋፍ ክገብር ይግባእ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ ማህመት ገሊፆም። እቶም ኣቦ መንበር ኣብ መኽፈቲ ስሩዕ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ዘስምዕዎ መደረ፥ ኣብ ዝተፈላለዩ…

ሕብረት ኣፍሪካውያን ኣሕዋትን ኣሓትን እንተዘይህሉ ከም ሃገር ኣብ ሓደጋ ክንወድቕ ነይርና- ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ሕብረት ኣፍሪካውያን ኣሕዋትን ኣሓትን እንተዘይህሉ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ብምኽኒያት ዘጋጠማ ፀገም ከም ሃገር ኣብ ሓደጋ ክንወድቕ ነይርና ኢና ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሎሚ ኣብ…

መበል 35 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 35 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ምስላጥ ጀሚሩ። መራሕቲ ኣባል ሕብረት ኣፍሪካ ኣብቲ ጉባኤ ንምስታፍ ሎሚ ንጎሆ ሓዊሱ ኣብ ዝሓለፉ መዓልታት እናኣተዉ ፀኒሖም ኢዮም። እቲ ጉባኤ፥ “ዓቕሚ ስርዓተ ምግቢ ኣህጉር ኣፍሪካ ምህናፅ፣…

ብዓለም ለኸ ሓይሊ ኣቶሚክ ኤጀንሲ ዓቕሚ ምክልኻል ሕማም ካንሰር ንምምሕያሽ ዝተሰናደአ ተበግሶ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዓለም ለኸ ሓይሊ ኣቶሚክ ኤጀንሲ ዓቕሚ ምክልኻል ሕማም ካንሰር ንምምሕያሽ ዝተሰናደአ ተበግሶ ዕላዊ ኮይኑ። እቲ ዓቕሚ ምክልኻል ሕማም ካንሰር ንምምሕያሽ ዝተሰናደአ ኣብ ቀፅሪ ሕብረት ኣፍሪካ ኢዩ ዕላዊ ኮይኑ። እቲ ኢኒሼቲቭ…