ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትራት ምክልኻል ኣፍሪካ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ኣካይዶም Desta Oct 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትራት ምክልኻል ኣፍሪካ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ኣካይዶም። ኣብቲ ዑደት፥ ሚኒስትራት ምክልኻል ኣፍሪካ፣ ላዕለዎት ወተሃደራዊ መኮንናት፣ ተቐማጥነቶም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝኾኑ ወተሃደራዊ ኣታሼታት፣ ወተሃደራዊ ተመራመርቲ፣ ኣባላት ትካላት…
ቢዝነስ ብኣማራፅታት ዲጂታል ክፍሊት ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ ውሽጢ 32 መዓልታት ልዕሊ 828 ቢሊየን ብር ዝውውር ተፈፂሙ Desta Oct 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣማራፅታት ዲጂታል ክፍሊት ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ካብ 30 ነሓሰ 2016 ዓ.ም ጀሚሩ ክሳብ 26 መስከረም 2017 ዓ.ም ኣብ ውሽጢ 32 መዓልታት ልዕሊ 828 ቢሊየን ብር ዝውውር ከምዝተፈፀመ ተገሊፁ። ብተወሳኺ ልዕሊ 145 ሚሊየን ብር በቲ ባንኪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣተሓሕዛ መረዳእታ ትሕዝቶ መሬት ምዝማን ፀገማት ሰናይ ምምሕዳር ዝቐርፍ ኢዩ – ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ Desta Oct 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣተሓሕዛ መረዳእታ ትሕዝቶ መሬት ከተማ ምዝማን ፀገማት ሰናይ ምምሕዳር ዝቐርፍ ኢዩ ክብላ ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ ተዛሪበን። ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒን ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣፍሪካ ዘጋጠማ ስግኣት ፀፅታን ድሕንነትን መፍትሒ ይደሊ ኢዩ-ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ Desta Oct 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍሪካ ዘጋጠማ ስግኣት ፀፅታን ድሕንነትን ካብ ዘተ ዝሓለፈ መፍትሒ ይደሊ ኢዩ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። “ኣፍሪካ ብጠንካራ ሓድነት፣ ንኩለ መዳያዊ ፀፅታን ሰላምን” በዘብል መሪሕ ሓሳብ ኮንፈረንስ ሚኒስትራት መክልኻል…
ቢዝነስ ሜታ-ፌስቡክ ምስ ኢትዮ ቴሌኮም ብምትሕብባር ተመክሮ ዓማዊል ዘመሓይሽ ፕሮግራም ተግባራዊ ከምዝገበር ገሊፁ Desta Oct 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሜታ-ፌስቡክ ምስ ኢትዮ ቴሌኮም ብምትሕብባር ተመክሮ ዓማዊል ዘመሓይሽ ፕሮግራም ኣብ ኢትዮጵያ ተግባራዊ ከምዝገበር ገሊፁ። ዋና ኣፈፃሚት ስራሕ ኢትዮ-ቴሌኮም ፍሬህይወት ታምሩ ምስ ዳይሬክተር ማእኸላይ ምብራቕን ልምዓት ንግዲ ኣፍሪካን ስትራቴጂክ…
ቢዝነስ ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ መድረኽ ቴክኖሎጂን ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ ትሳተፍ ኣላ Desta Oct 14, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ መድረኽ ቴክኖሎጂን ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ(ጂአይቴክስ ግሎባል 2024) ትሳተፍ ኣላ። ኣብቲ መድረኽ ኢትዮጵያ ሓዊሱ 180 ሃገራት ይሳተፋ ከምዘለዋ ተገሊፁ። ኣብ ዱባይ ዓለም ለኸ ማእኸል ንግዲ ዝተኸፈተ “ጂአይቴክስ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ህዝቡላህ ኣብ እስራኤል ብዝፈፀሞ መጥቃዕቲ ድሮን ወተሃደራት ተቐቲሎም Desta Oct 14, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰሜናዊ እስራኤል ንዝርከብ ወተሃደራዊ መዓስከር ዒላማ ብዝገበረ መጥቃዕቲ ድሮን ኣርባዕተ ወተሃደራት ከም ዝተቐተሉን 58 ከም ዝቖሰሉን ሓይልታት ምክልኻል እስራኤል ኣፍሊጡ። ካብ ደቡባዊ ሃይፋ 33 ኪሎሜትር ርሒቑ ኣብ ዝርከብ መደብር ሰራዊት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰንደቕ ዓላማ መርኣያ ሕብረት፣ ምልክት መግለፂ ሃገራዊ ፍቕሪን ብሃራዊ ዝምዒትን ዜጋታት ኢዩ- ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ Desta Oct 14, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰንደቕ ዓላማ መርኣያ ሕብረት፣ ምልክት መግለፂ ሃገራዊ ፍቕሪን ብሃራዊ ዝምዒትን ዜጋታት ኢዩ ክብሉ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ገሊፆም። መዓልቲ ሰንደቕ ዓላማ ኢትዮጵያ፥ “ሰንደቕ ዓላማና ንብሄራዊ ሓድነትና፣ ሉእላዊነትናን ብራኸ ኢትዮጵያን” ብዝብል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዓልቲ ሰንደቕ ዕላማ ይኽበር ኣሎ Desta Oct 14, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጠቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 17 ግዘ መዓልቲ ሰንደቕ ዕላማ ብብርኪ ሃገር ብዝተፈላለዩ መድላዋት ይኽበር ኣሎ። መዓልቲ ሰንደቕ ዓላማ ኢትዮጵያ፥ “ሰንደቕ ዓላማና ንብሄራዊ ሓድነትና፣ ሉእላዊነትናን ብራኸ ኢትዮጵያን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ዝኽበር ዘሎ።
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ መበል 17 መዓልቲ ሰንደቕ ዓላማ ምኽኒያት ብምግባር መግለፂ ሰናይ ትምኒት ኣመሓላሊፉ Desta Oct 14, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጠቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ መበል 17 መዓልቲ ሰንደቕ ዓላማ ምኽኒያት ብምግባር መግለፂ ሰናይ ትምኒት ኣመሓላሊፉ። እቲ ኣገልግሎት ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፥ መዓልቲ ሰንደቕ ዓላማ ኢትዮጵያ “ሰንደቕ ዓላማና ንብሄራዊ ሓድነትና፣ ሉእላዊነትናን…