Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ጉባኤ መራሕቲ ብሪክስ ብሄራዊ ረብሓ ኢትዮጵያ ናይ ምኽባርን ተደማፅነት ናይ ምውሳኽን ዘኽእሉ ስራሕቲ ዲፕሎማሲ ተኻይዶም-ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጉባኤ መራሕቲ ብሪክስ ብሄራዊ ረብሓ ኢትዮጵያ ናይ ምኽባርን ተደማፅነት ናይ ምውሳኽን ዘኽእሉ ስራሕቲ ዲፕሎማሲ ምክያዶም ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ገሊፆም። መበል 16 ጉባኤ መራሕቲ ብሪክስ ኣብ ከተማ ካዛን ተኻይዱ።…

ምደባ ተምሃሮ ዩንቨርስቲ 2017 ዓ.ም ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ትምህርቲ ምደባ ተምሃሮ ዩንቨርስቲ 2017 ዓ.ም ዕላዊ ገይሩ። እቲ ሚኒስቴር፥ ኣብ ዘበነ ትምህርቲ 2016 ዓ.ም ፈተና 12 ክፍሊ ወሲዶም ብስሩዕ ፕሮፐግራም ንሚኒስቴር ትምህርቲ ተፀዋዕቲ ኣብ ዝኾና ዩንቨርስቲታት ትምሀርቶም ምክትታል…

ብኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ዝተመርሐ ልኡኽ ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ባንኪ ዓለም ዘቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ዝተመርሐ ልኡኽ ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ባንኪ ዓለም ዘቲዩ። ኣብ ዓመታዊ ጉባኤ ባንኪ ዓለምን ኣይ ኤም ኤፍን ዝሳተፍ ዘሎ እቲ ልኡኽ ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓለም ቀጣና ደቡብን ምብራቕን ኣፍሪካ…

መሀወፅቲ ማሕበራት ዘጋጥሞም ፀገማት ንምፍታሕ ከምዝስራሕ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መሀወፅቲ ማሕበራት ዘጋጥሞም ፀገማት ንምፍታሕ ምስ ዝምልከቶም ኣካላት ብምኻን ከምዝስራሕ ሚኒስቴር ቱሪዝም ገሊፁ። ሚኒስትር ቱሪዝም ሰላማዊት ካሳ፥ ምስ ሓለፍቲ አሀወፅቲ ማሕበራት ምሰራሕ ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ዘቲየን። ሰላማዊት ካሳ፥ ምስ…

ኢትዮጵያ ኣብ ኣንካራ ዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ግብረ ራዕዲ ኣውጊዛ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ኣንካራ ዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ግብረ ራዕዲ ከምእተውግዝ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ ኢትዮጵያ ኣብ ቱርኪ ኣንካራ ኣብ ዝርከብ ኤርስፔስ ኢንዱትስትሪ ብምኽኒያት ዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ግብረ…

ዲጂታል ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ኣብ 2028 ንሓፈሻዊ ሃገራዊ ፍሪያት 1 ነጥቢ 3 ትሪሊየን ብር ኣበርክቶ ከምዝህልዎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዲጂታል ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ኣብ 2028 ዓ.ም.ፈ ንሓፈሻዊ ሃገራዊ ፍሪያት 1 ነጥቢ 3 ትሪሊየን ብር ኣበርክቶ ከምዝህልዎ ጂ.ኤስ.ኤም.ኤ ዝተብሃለ ዓለም ለኸ ትካል ገሊፁ። ኢትዮ ቴሌኮምን  ዓለም ለኸ ግዙፍ ኦፕሬተራትን ማእኸላት ኦፕሬተራትን ሞባይል…

ቱርኪ ኣብ ልዕሊ ትሕዝቶታት ዕጡቕ ጉጅለ ኩርዲ መጥቃዕቲ ከምዘውረደት ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቱርኪ ትማሊ ምሸት ኣብ ዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ከተማ ኣንካራ “ኣዋዲዶም ኢዮም” ኣብ ልዕሊ ዝበለቶም ትሕዝቶታት ዕጡቕ ጉጅለ ኩርዲ(ፒኬኬ)  መጥቃዕቲ ከምዘውረደት ኣፍሊጣ። ሚኒስቴር ምክልኻል እታ ሃገር ከምዝበሎ፥ ኣብ ልዕሊ ፒኬኬ ዝተወሰደ መጥቃዕቲ…

ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ሩሲያን ዘሎ ልውውጥ ንግዲ ይውስኽ ኣሎ- ፕሬዚዳንት ፑቲን

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ሩሲያን ዘሎ ልውውጥ ንግዲ ይውስኽ ከምዘሎ ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቪላድሚር ፑቲን ኣፍሊጦም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ቭላድሚር ፑቲን ኣብ ካዛን ኣብ ዝካየድ ዘሎ መበል 16 ጉባኤ መራሕቲ ብሬክስ…

ልኡኽ ካፍ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ኣካይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ልኡኽ ካፍ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ኣካይዶም። እቶም ኣባላት፥  ታሪኽ ዓወት ዓድዋ ኣብ ሰርዓተ ትምህርቲ ኣፍሪካ ክካተት ይግበኦ ኢሎም። ከምኡወን ኣብ ኣፍሪካ ዝርከቡ ሰገናትን መናእሰይን ማዕርነት ነፃነትን ደቂ ሰባትን መርኣያ…

ሚድሮክ ኢንቨስትመንት ልዕሊ 100 ሚሊየን ጨቓውቲ ንሓረስቶት ከከፋፍል ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ) ሚድሮክ ኢንቨስትመንት ግሩፕ ኣብዚ ዓመት ልዕሊ 100 ሚሊየን ጨቓውቲ ደርሁ ንሓረስቶት ንምክፍፋል ትልሚ ከምዝሓዘ ተገሊፁ። መርሃ ግብሪ ምረቓ ፕሮጀክት ምርባሕ ጨቓውቲ ደርሁ ይካየድ ኣሎ። ኣብ ሚድሮክ ኢንቨስትመንት ግሩፕ ኣብ ውሽጢ ልምዓት…