Welcome to Fana Broadcasting Corporate S.C
In a Speed of life!
Welcome to Fana Broadcasting Corporate S.C
ኢትዮጵያ ኣብ መበል 79 ሓፈሻዊ ጉባኤ ውሕመ ትሳተፍ ኣላ
በዓል መስቀል ፍልፍል ማሕበረ-ቁጠባዊ ረብሓ ንምግባር ይስራሕ ከም ዘሎ ተሓቢሩ
99 ኢትዮጵውያን ፍልሰተኛታት ካብ ጅቡቲ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጅቡቲ 99 ዘይሕጋዊ ፍልሰተኛታት ካብ ባቡር ጣቢያ ነጋድ ናብ ኢትዮጵያ ክምለሱ ምግባሩ ገሊፁ። እቶም ዜጋታት ንምምላስ ኣብ ጅቡቲ ምስ ዝርከብ ትካል ዓለም ለኸ ፍልሰተኛታት ብምትሕብባር ዝተገበረ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። እቲ ኤምባሲ በቢእዋኑ ፍልሰታት ናብ ሃገር ናይ ምምላስ ስራሕ እናሰርሐ ይኹን እምበር ብምኽንያት ዘይሕጋዊ ስደት በቢመዓልቱ ዝጠፍእ ቁፅሪ መዋቲ ክንኪ ከምዘይከኣለ ኣገንዚቡ።
ወናኒት መፍረዪ ዝሕፀብ መናፅሂ ፍረወይኒ መብራህቱ ጅግና(Hero) ሲ ኤን ኤን 2019 ብምዃን ተዓዊታ
Read more
ሓምሳ ኣባላት ዝሓዘ ጉጅለ ልኡኸ ሳዑዲ ዓረቢያ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትዩ
Read more
Posts navigation
Previous
Page 1 of 2118
…
Page 2,118 of 2118