ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካ ሰለስቲአን ሃገራት ኣብ ክሊ ህዳሰ ግድብ ንክስማምዓ ንዝገብርዎ ፃዕሪ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ሙሉእ ደገፍ ከምዝገብር ኣፍሊጡ Read more
ንቀ/ሚ ኣቢይ ኣብ ዝተፀውዐ ሰልፊ ድጋፍ ቡንባ ብምድርባይ ህይወት ሰብ ብምጥፋእን ጉድኣት ኣካል ብምብፃሕን ገበነኛታት ዝተብሃሉ 5 ውልቀ ሰባት ካብ 5 ዓመት ክሳብ ዕድመ ይፍታሕ ፅኑዕ ማእሰርቲ ተፈሪዱዎም Read more