96 ዜጋታት ካብ ሊባኖስ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዝተፈላለዩ ምኽኒያታት ናይ መንበሪ ፍቓድ ዘይነበሮም 96 ዜጋታት ካብ ሊባኖስ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም።

ኣብ ቀፃሊ እውን 89 ዜጋታት ናብ ሃገሮም ዝምለስሉ መርሃ ግብሪ በረራ ፅባሕ ከምዝሳለጥ ኣብ ቤይሩት  ኣብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈት ቆንስላ ጄነራል ፌዴሪኢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እቶም ዜጋታት ብመሰረት ሕቶኦም ናብ ሃገሮም ንክምለሱ ሕቶኦም ንኢሚግሬሽን ሊባኖስ ቀሪቡ ኣብ ቀዳማይ ፕሮግራም በረራ 78 ዜጋታት ምምላሶም ይዝከር።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment