96 ኪሎግራም ዝምዘን ንግዚኡ እንታይነቱ ዘይተፈለጠ ናውቲን ሓደገኛ መዐወኒ እፅን ብመዕርፎ ነፍረቲ ቦሌ ኣቢሉ ናብ ወፃኢ ንክወፅእ ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)96 ኪሎግራም ዝምዘን ንግዚኡ እንታይነቱ ዘይተፈለጠ ናውቲን ሓደገኛ መዐወኒ እፅን ብመዕርፎ ነፍረቲ ቦሌ ኣቢሉ ናብ ወፃኢ ንክወፅእ ተታሒዙ።

ናብ ደቡብ ኣፍሪካ ጁሃንስበርግ  ኣብ ዝበርር ኣውሮፕላን 44 ኪሎ ግራም ዝምዘን  ኖራ ዝመስል 39 ለማፅ መዐወኒ እፅ ኣብ ቁፅፅር ከምዝወዓለ ተገሊፁ።

ብተመሳሳሊ 52 ኪሎ ግራም ዝምዘን  ኖራ ዝመስል 42 ለማፅ መዐወኒ “ንጥረ ነገር” ከምዝተትሓዘ ተገሊፁ።

እቲ መዐወኒ እፅ ኣብ ፌዴራል ፖሊስ ምርመራ ድሕሪ ምግባሩ ሓደገኛ መዐወኒ እፅ ምዃኑ ከምዝተፈለጠ ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment