88 ዜጋታት ካብ ቤሩት ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)88 ዜጋታት ካብ ቤሩት ናብ ሃገሮም ከምዝተመለሱ ቤት ፅሕፈት ቆንስላ ኢትዮጵያ ኣብ ቤሩት ገሊፁ።

እቶም ዜጋታት ብዝተፈላለዩ ምኽኒያታት መንበሪ ፍቓድ ዘይነበሮም ከምዝኾኑ ተሓቢሩ።

ብመሰረት እዚ ቅድመ ሐዚ 184 ዜጋታት ቅድመ ሐዚ ናብ ሃገሮም ዝተመለሱ እውንትኾኑ ሎሚ ድማ 88 ዜጋታት ካብ ቤሩት ናብ ሃገሮም ተመሊሶም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment