8 ፋብሪካታት ሽኮር ናብ ውልቀ ትካላት ንምዝውዋር ዝወፅአ ጨረታ ንሓደ ወርሒ ተናዊሑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስት 8 ፋብሪካታት ሽኮር ናብ ውልቀ ትካላት ንምዝውዋር ዝወፅአ ጨረታ ንሓደ ወርሒ ከምዘናወሖ ኣፍሊጡ።

መንግስቲ ኣብ ዝሓለፈ መወዳእታ ዓመት ፋብሪካታት ሽኮር ናብ ውልቀ ንምዝውዋር ጨረታ ከምዘውፀአ ይዝከር።

ቅድሚ ሕዚ እቲ ጨረታ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያክሳብ 30 ሕዳር 2022 ንሰብ ሃፍቲ ክፍቲ ገይሩ ዝነበረ እንትኸውን÷ ሕዚ ድማ ንተወሳኺ ሓደ ወርሒ ማለት እውን ክሳብ 31 ሕዳር 2022 ከምዝተናወሐ ሚኒስቴር ገንዘብ ኣፍሊጡ።

ዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment