8ይ ፎረም ዲፕሎማሲ ማይን ኮሙዩኒኬሽንን ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዲፕሎማሲ ማይን ኮሙዩኒኬሽንን ዘድሃበ 8ይ ፎረም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ።

ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዲስ ኣበባ ምስ ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ብምትሕብባር ኣብ ዝተሰናደአ ፎረም፥ ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ኢ/ር )፣ ተመራመርቲ እቲ ዓውዲ፣ ኣባላት ጉጅለ ተደራዳሪ ግድብ ህዳሰ ተረኺቦም።

ኣብቲ ፎረም ሃፍቲታት ማይ ምጥቃም ኣብ ዝምልከት ምኽታል ኣብ ዝግባእ ኩነታት ኣካይዳ ዲፕሎማሲን ኮሙዩኒኬሽንን ትኹረት ብምግባር ምኽክር ይግበር ኣሎ።

ነዚ ዝምልከቱ መፅናዕታዊ ፅሑፋት እውን ብተመራርቲ እናቐረቡ ይርከቡ።

ብሃብታሙ ተክለስላሴ

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube

Comments (0)
Add Comment