ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ሓለዋ ሃፍቲ ተፈጥሮ ፍሉይ ጠመተ ተዋሂቡ እናተሰርሐ ምዃኑ ገሊፆም

ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ሓለዋ ሃፍቲ ተፈጥሮ ፍሉይ ጠመተ ተዋሂቡ እናተሰርሐ ምዃኑ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሓለዋ ሃፍቲ ተፈጥሮ ፍሉይ ጠመተ ተዋሂቡ እናተሰርሐ ምዃኑ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣፍሊጦም፡፡

ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ደቡብ ወሎ ፍሉይ ወረዳ ኣርጎባ፣ ቃሉ፣ ከባቢ ደሴን ወረዳ ጋምቦን ንሓለዋ ሃፍቲ ተፈጥሮ ካብ ፈልሲ ምፍላስ ኣትሒዙ ጠመተ ተዋሂብዎ እናተሰርሐ ምዃኑ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኦም ገሊፆም፡፡

“መሬትክንከናኸን እንተኺኢልና ብምላሹ እንረኽቦ ፍሉይ ውህብቶ እዩ ዝኸውን፤ ውሕስና ምንባርን ብምግቢ ዓርስና ናይ ምኽኣልን ነፃነትና ንረክብ “ ኢሎም፡፡

በዙይ ተግባር ዝሳተፉ ኣካላት ድሕሪ ምምስጋን÷ እቲ ስራሕ ተጠናኺሩ ንኽቕፅል ኣተሓሳሲቦም፡፡

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment