66 ኣብያተ ትምህርቲ ተረባሕቲ ዝገብር ፕሮጀክት ማእኸል ዲጂታል ትምህርቲ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮ ቴሌኮም ብብርኪ ሃገር 66 ኣብያተ ትምህርቲ ተረባሕቲ ዝገብር ፕሮጀክት ማእኸል ዲጂታል ትምህርቲ ዕላዊ ገይሩ።

ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ ኣዲስ ኣበባ “ከፍተኛ” 23 ላዕለዋይ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ እቲ ፕሮጀከት ኣጀሚሩ።

ዋና ኣፈፃሚት ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ፍሬህይወት ታምሩ፥ እቲ ትካል ዲጂታል ኢትዮጵያ ዕላዊ ንምግባር ይሰርሕ ኣሎ ኢለን።

ተምሃሮ ኣብ ኣብያተ ተምህርቲ ቴክኖሎጂ ፈሊጦም እንተዓብዮም ውፅኢታዊያን ከምዝኾኑ ሓቢረን።

እቲ ፕሮጀክት ተግባራዊ ዝኸውን ኣብ 48 ኣብያተ ትምህርቲ ክልለላትን 18 ኣብያተ ትምህርቲ ኣዲስ ኣበባን ከምዝኾነ ተዛሪበን።

ፍልፍል፦ግዜኢ

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment