66 ኢትዮጵያውያን ስደተታት ካብ ጅቡቲ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)66 ኢትዮጵያውያን ስደተታት ካብ ጅቡቲ ናብ ሃገሮም ከምዝተመለሱ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጅቡቲ ኣፍሊጡ።

እቲ ኤምባሲ ምስ ዓለም ለኸ ትካል ስደተኛታትን  መንግስቲ ጅቡቲን ብምትሕብባር ኢዩ እቶም ስደተኛታት ናብ ሃገሮም ክምለሱ ገይሩ፡፡

ናብ ሃገሮም ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ 66 ስደተኛታት÷ እቶም 57 ናብ ጅቡቲ ዝኣተዉ ብዘይሕጋዊ ኣዘዋወርቲ ሰባት ተመሪሖም ናብ ዓረብ ሃገራ ንምስጋር ብምሕሳብ ከምዝኾነ ካብቲ ኤምባ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube

Comments (0)
Add Comment