ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ሎሚ ዘበን ተመራቒ ዩንቨርስቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዳማ 60 ዓይነታት ትምህርቲ A+ ብምምዝጋብ ታሪክ ሰሪሑ።
ወዲ 25 ዓመት ተመራቓይ ራጂ ብዓውዲ ትምህርቲ ፊዚክስን ሒሳብን ዝተምሃረ እንትኸውን፥ ብ60 ዓይነታት ትምህርቲ A+ ብምምዝጋብ ታሪክ ከምዝሰርሐ ተገሊፁ።
ውፅኢት ዓስራይ ክፍሊ እውን ኩሎም ዓይነታት ትምህርቲ A ከምዝነበረ ተሓቢሩ።
ብተወሳኺ ኣብ 12 ክፍሊ ፈተና መእተዊ ዩንቨርስቲ ብምውሳድ ውፅኢቱ 647 ከምዝነበረ እውን ተገሊፁ።
ስለዝኾነ ኣብ ዩንቨርስቲ ኤም ኣይ ቲ ራጂ ክሳብ ፒ ኤች ዲ ንክመሃር ነፃ ዕድል ትምህርቲ ንምሃብ ቃል ከመዝተኣተወሉ ተሓቢሩ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።