6 ዓለም ለኸ በረራታት ሙሉእ ብሙሉእ ብደቂ ኣኒስቲዮ ጥራሕ ተኻይዱ

6 ዓለም ለኸ በረራታት ሙሉእ ብሙሉእ ብደቂ ኣኒስቲዮ ጥራሕ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ትማሊ ምሸት ካብ ሰዓት 5፡00 ጀሚሩ  ሽዱሽተ ዓለም ለኸ በረራታት ሙሉእ ብሙሉእ ብደቂ ኣኒስቲዮ ጥራሕ ኣካይዱ።

ነዚ ስዒቡ በዓል መዚ ስቪል ኣቬሽን ኢትዮጵያ ዓውዲ ኣገልግሎት ኤርናቪጌሽን ነቶም ሽዱሽተ ዓለም ለኸ በረራታት ብደቂ ኣኒስቲዮ ጥራሕ ንክተኣናገዱ መግባሩ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኡ ገሊፁ።

እቶም በረራታት ብደቂ ኣኒስቲዮ ጥራሕ ክኾኑ ዝተገበረሉ፥ ዓለም ለኸ መዓልቲ ደቂ ኣኒስቲዮ ምኽኒያት ብምግባር ከምዝኾነ ተገሊፁ።

Comments (0)
Add Comment