6 ኢትዮጵያዊያን ህፃናት ናፃ ሕክምና መጥባሕቲ ልቢ ንምግባር ናብ እስራኤል ኣምሪሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሽዱሽተ ሕማም ልቢ ዘለዎም ኢትዮጵያዊያን ህፃናት ናፃ ሕክምና መጥባሕቲ ልቢ ንምግባር ምስ ኣዲኦም ናብ እስራኤል ኣምሪሖም።

ናይ ሕክምና ወፃኢ ድማ ‘ሴቭ ኤ ቻይልድ’ስ ኸርት’ ብዝተብሃለ ትካ ገባሪ ሰናይ እስራኤል ከምዝሽፈን ሓበሬታ ኤምባሲ እስራኤል የመላኽት፡፡

እስራኤል ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ንኢትዮጵያ ትገብሮ ሓገዘ ኣጠናኺራ ከምትቕፅል እውን ሓቢሩ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

Comments (0)
Add Comment