6 ሓደሽቲ ፍሪያታት ናብ ወፃኢ ፍሪያት ብምእታው ልዕሊ 7 ሚሊየን ዶላር ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)6 ሓደሽቲ ፍሪያታት ናብ ወፃኢ ፍሪያት(ኤክስፖርት) ብምእታው ልዕሊ 7 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ከምዝተረኸበ ተገሊፁ።

ኣብ ዝሓለፈ ሽዱሽተ ኣዋርሕ 915 ሚሊየን ዶላር ግምት ዘለዎም ፍሪያታት ብፍሪያታት ውሽጢ ዓዱ ዲ ንክትክኡ ከምዝተገበረ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ኣፍሊጡ።

ብደንቢ ክዳን ኣካላት ፀፅታ ንምትካእ ብዝተገበረ ስራሕ 41 ነጥቢ 28 ሚሊየን ዶላር ሸርፊ ወፃኢ ምድሓን ከምዝተኽኣለ ኣብቲ ዝቐረበ ፀብፃብ ተገሊፁ።

35 ተወሰኽቲ ላዕለዎት ብርኪታት ኢንዱስትሪ ናብ ስራሕ ንምእታው ተተሊሙ 47 ናብ ስራሕ ምእታው ከምዝተኽኣለ አወን ተገሊፁ።

ብኻሊእ መዳይ ንኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት 303 ሚሊየን ዶላር ንምቕራብ ተተሊሙ 128 ዶላር ጥራሕ ምቕራብ ከምዝተኽኣለ ተገሊፁ።

ካብዚ ሓሊፉ 16 ምርምራት ናብ ተግባር ከምዝተቐየሩ ኣብቲ ፀብፃብ ተሓቢሩ።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment