ፕሮጀክትታት ብቅልጣፈን ፅርየትን ናይ ምህናፅን ምዝዛምን ዘለና ተመክሮ ኣብ ኩሉ ስራሕቲ ኢትዮጵያዊያን ክድገም ኣለዎ- ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)ድሕሪ ለውጢ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ኣብ ዝገበርዎ ዑደት ዘመሓላለፍዎ መምርሒ ስዒቡ ህንፀቱ ተጀሚሩ ኣብ ዝሓፀረ እዋን ብምዝዛም ንኣገልግሎት ዝበቕዐ መንበሪ ኣምባሳደር ኤምባሲ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ መሪቖም።

ቀዳማይ ሚኒስትር እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ኢትዮጵያ ፕሮጀክትታት ብቅልጣፈን ፅርየትን ናይ ምህናፅን ምዝዛምን ዘለዋ ተመክሮ ኣብ ውሽጢ ዓዲን ወፃኢን ኣብ ዘለዉ መንግስታዊን ውልቃውን ስራሕቲ ኢትዮጵያውያን ክድገም ኣለዎ ኢሎም።

ኣብ ቀፅሪ እቲ ኤምባሲ፥ ፈልሲ ሓምለዋይ ኣሰር ተኺሎም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment