ኣጥቃዓይ ባየር ሙኒክ ሳድዮ ማኔ ካብ ፀወታ ተኣጊዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባየር ሙኒክ ኣብ መፋርቕ እዚ ሰሙን ኣብ ቻምፕዮንስ ሊግ ብማንቸስተር ሲቲ ኣብ ዝተሳዕረትሉ ፀወታ ሳድዮ ማኔ ምስ ሌሮይ ሳን ብዘርኣዮ ምትህልላኽ ካብ ፀወታ ከም ዝኣገደቶ ኣፍሊጣ።

እቲ ኣብ ዝሓለፈ ክረምቲ ናብ ባየርን ዝተፀንበረ ኮኾብ ሊቨርፑል ነበር ማነ፥ ኣብ ኢትሃድ ደንጉዩ ተቐይሩ ናብ ፀወታ ድሕሪ ምእታዉ ኣብ መበል 83 ደቒቕ ምስ ሊሮይ ዘይምርድዳእ ኣጋጢምዎም።

እቲ ኣብ ሜዳ  ዝተጀመረ ዘይምርድዳእ ድሕሪ ፀወታ’ውን ኣብ መቐየሪ ክዳን ቀጺሉ።

ማነ ንወዲ ጋንትኡ ኣብ ገፁ ብጉስጢ ወቒዑዎ።

ብድሕሪ’ዚ ብደቂ ጋንትኦም ክፈላለዩ ከም ዝተገደዱ ተገሊፁ።

ነዚ ስዒቡ ባየር ሙኒክ ነቲ ኣጥቃይ ካብ ፀወታ ከም ዝኣገደት ገሊ ክብል ቢቢሲ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

Comments (0)
Add Comment