ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ስሩዕ ኣኼብኡ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ።

እቲ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራዊ፣ ውድባዊን ዞባዊን ዛዕባታት ብዕምቆት ብምልዛብ ውሳነታት ከተሓላልፍ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ።

ብተወሳኺ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ዝጠመተ ዘተ ብምግባር ብልፅግና ኢትዮጵያ ኣብ ህብረ ብሄራዊ ሓድነት ንምርግጋፅ ዘኽእሉ ጉዳያት ከምዝዛተ ካብቲ ፓርቲ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment