ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)500 ሺሕ ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ ዩሪያ ኣብ ወደብ ጅቡቲ ከምዝበፅሐ ኮርፖሬሽን ስራሕቲ ሕርሻ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
1 ሚሊየንን 105 ሺሕን 244 ኩንታል ድማ ኣብ ቀረባ እዋን ኣብቲ ወደብ ክኣቲ ኢዩ ዘብል ትፅቢት ኣሎ።
እቲ ናይ ሎሚ መዓልቲ ሓዊሱ ክሳብ ሐዚ ካብ ወፃኢ ዝጎዓዓዝ ዘሎ ዘበናዊ ድኹዒ መጠኑ ናብ 3 ነጥቢ 8 ሚሊየን ኩንታል ክብ ከምዝበለ ካብቲ ኮርፖሬሽን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።