5ይ ፎረም ኢሬቻ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)5ይ ፎረም ኢሬቻ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ።

ኣብቲ መርሃ-ግብሪ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ሽመልስ ኣብዲሳ፣ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ፣ ኣባ ገዳታት፣ ኣደ ሲንቄታት፣ ዝተፈላለዩ ሚኒስትራትን ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ተሳቲፎም፡፡

እቲ ፎረም÷ 26 ን 27 መስከረም 2016 ዓ.ም ኣብ ሆረ ፊንፊኔን ሆረ ሃርሰዴ ዝኽበር በዓል ኢሬቻ ኣመልኪቱ ኢዩ እናተኻየደ ዝርከብ፡፡

ኣብቲ ፎረም ክብሪታት ኢሬቻ ዘንፀባርቑ ዝተፈላለዩ ስራሕቲ መፅናዕቲን ምርምርን ከምዝቐረቡ ተገሊፁ፡፡

ብመራኦል ከድር

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

Comments (0)
Add Comment