መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብደረቕ ፅዕነት ኣገልግሎት ዘርፊ ሽልማት ብኣርባዕተ ዓውዲታት ሕፁይ ኮይኑ ቀሪቡ።

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብደረቕ ፅዕነት ኣገልግሎት ዘርፊ ሽልማት ብኣርባዕተ ዓውዲታት ሕፁይ ኮይኑ ቀሪቡ።

እቲ መገዲ ኣየር ብዝህቦ ናይ ደረቕ ፅዕነት ካርጎን ሊጂስቲክስን ኣገልግሎት ኢዩ ብስታት ታይምስ  ናይ ደረቕ ፅዕነት ኣገልግሎት ሽልማት ሕፁይ ኮይኑ ዝቐረበ።

እቲ ናይ ሽልማት ስነስርዓት ቀፃሊ ፍርቂ ለካቲት ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ጆሃንስበርግ ከምዝካየድ ናይቲ መገዲ ኣየር መረዳእታ የርእይ።

ኣብዚ ዓመት ፈጣን፣ ዝተረጋገዐን ድሕንነቱ ዝተሓለወን ናይ ፅዕነት ኣገልግሎት ዝሃበ መገዲ ኣየር ብስታት ታይምስ ኣቢሉ ንሽልማት ከምዝበቕዐ ተገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

Comments (0)
Add Comment