437 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑዲ ዓረብን ሊባኖስን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)437 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑዲ ዓረብን ሊባኖስን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም።

ካብቶም ንዓዶም ዝተመለሱ እቶም 239 ካብ ጂዳ ዝተመለሱ እንትኾኑ ዝተረፉ ድማ ካብ ሊባኖስ ምዃኖም ተገሊፁ።

እቶም ዜጋታት ኣብ ዓለም ለኻዊ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ አንትበፅሑ ካብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢን ካልኦት ዝምልከቶም ኣብያተ ዕዮን ዝተውፃእፅኡ ሓለፍቲ ስራሕ ኣቀባ ብላ ገይረሙሎም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

https://t.me/tigrignafana

Comments (0)
Add Comment