400 ጀነሬተራት ማይ ንክልል ደቡብ ደገፍ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታህሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር መስኖን ልምዓት ከባቢ ቆላን ንኣገለግሎት መስኖ ሓጋይ ዝውዕላ 400 ጀነሬተራት ማይ ንክልል ደቡብ ደገፍ ገይሩ።

እተን ፓንፕታት መስሓቢ ማይ ዝተረከቡ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኣይተ ርስቱ ይርዳው፥ ኣብቲ ክልል 200 ሺሕ ሄክታር መሬት ብዝተዋደደ መገዲ ብመስኖ ንምልማዕ ነዝግበር ዘሎ ምንቅስቓስ ዝሕግዛ ኢየን ኢሎም።

መንግስቲ እቲ ክልል ብግድኡ፥ እቲ ዓውዲ ውፅኢታዊ ንክኸውን ለዕሊ 1 ቢሊየን ብር ብምምዳብ ይንቀሳቐስ ከምዘሎ ምግላፆም ኮሚኒኬን እቲ ክልል ገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

Comments (0)
Add Comment