40 ሚሊየን ዘይቲ ኣብ ዝሓፀረ እዋን ናብ ውሽጢ ዓዲ ክኣቲ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብዚ ሰሙን ኣብ ፍሪያት ዘይቲ ብልዒ ወሰኽ ዋጋ ዓለም ለኻዊ ዕዳጋ በዝፈጠሮ ለውጢ ምኽኒያት ከመዝኾነ ሚኒስቴር ንግዲን ቀጠናዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ።

ስለዝኾነ መንግስቲ ሕፅረት ኣቕርቦት ንምፍታሕ ዓሊሙ 40 ሚሊየን ዘይቲ ኣብ ዝሓፀረ እዋን ናብ ውሽጢ ዓዲ ከምዘእቲ ተገሊፁ።

ብበርናባስ ተስፋዬ

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment