357 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ኢትዮጵያ ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)357 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ተመሊሶም።

እቶም ኢትዮጵያውያን ኣብ ዓለም ለኻዊ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ፥ ዳይሬክተር ጄኔራል ጉዳያት ቆነስላ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣይተ መስፍን ገብረማሪያም ሓዊሱ ካብ ዝምልከቶም ኣብያተ ዕዮ ዝተውፃእፅኡ ሓለፍቲ ስራሕ ኣቀባብላ ገይረሙሎም።

ካብ ‘ቶም ሎሚ መዓልቲ ዝተመለሱ እተን 262 ደቂ ኣንስቲዮ እንትኾና፥ 95 ድማ ህፃናት ኢዮም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

https://t.me/tigrignafana

Comments (0)
Add Comment