ኣብ ወረዳ መተማ ወዲ 6 ዓመት ህፃን ዝዓገቱ ውልቀ ሰባት ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ምዕራብ ጎንደር ወረዳ መተማ ጣቢያ ዲቢኮ ወዲ 6 ዓመት ህፃን ዝዓገቱ ኣርባዕተ ውልቀ ሰባት ኣብ ቁፅፅር ምውዓሎም ቤት ፅሕፈት ፀፅታን ድሕንነትን እቲ ወረዳ ኣፍሊጡ።

ኣመራርሓ ጋንታ ሽምቕ ምምሕዳር ወረዳ መተማ ሓለቓ ፶ ባየ ደጉ፥ ምስ ኣካላት ፀፅታ ዲቢኮ ከምኡውን ሕብረተሰብ እቲ ከባቢ ብምውዳድ ብዝተኻየደ ኦፕሬሽን ነቲ ገበን ዝፈፀሙ ውልቀ ሰባት ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም።

እቲ ተግባር ብምውጋዝ ማሕበረሰብ ብንቕሓት ከባቢኡን ቤተሰቡን ንክሊ ኣተሓሳሲቦም።

ፀገማት እንትነብሩ ድማ ምስ ዝመልከቶም ኣካላት ፀፅታ ብሓባር ብምዃን ክስራሕ ከምዝግባእ ምግላፆም ካብ ቤት ፅሕፈት ኮሚኒኬሽን እቲ ወረዳ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment