ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)337 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ትማሊ ተመሊሶም።
ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ምስ ካልኦት ተሓባበርቲ ኣካላት ብምዃን ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ዝርከቡ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ንምምላስ ሰፊሕ ስራሕ ይስራሕ ከምዘሎ ዝፍለጥ ኢዩ።
ተወካሊ ዳይሬክቶሬት ጄኔራል ጉዳያት ቆንስላ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ብምርካብ ኣቀባብላ ገይረሙሎም።
እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ
ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!