3 ጋንታታት ኩዕሾ ኢድ ኢትዮጵያ ኣብ ሞሮኮ ክሳተፋ ኢየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰለስተ ጋንታታት ኩዕሾ ኢድ ኢትዮጵያ ኣብ ሞሮኮ ከተማ ላዩን ኣብ ዝካየድ መበል 45 ሻምፒዮና ጋንታታት ኩዕሾ ኢድ ደቂ ተባዕትዮን ደቂ ኣንስትዮን ክሳተፋ ኢየን።

እተን ተሳተፍቲ÷ ጋንታታት ኩዕሾ ኢድ መቐለ 70 እንደርታ፣ መቻልን ቂርቆስ ክፍለ ከተማን ከምዝኾና ሓበሬታ ሚኒስቴር ባህሊን ስፖርትን የመላኽት፡፡

Comments (0)
Add Comment