289 ኢትዮጵያውያን ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሕዳር ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)289 ኢትዮጵያውያን ዜጋታት ሎሚ መዓልቲ ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም።

ካብ ሞንጎ እቶም ዝተመለሱ ዜጋታት 230 ደቂ ኣንስትዮ፣ 54 ዝኾኑ ድማ ሰገናትን ዕድሚኦም ትሕቲ ሓደ ኣመት ከምዝኾኑን ሓሙሽተ ድማ ደቂ ተባዕትዮ ኢዮም ተባሂሉ፡፡

እቶም ዜጋታት መንግስቲ ኢትዮጵያ ምስ ሰብ መዚ ስዑድ ዓረብ ብዝገበሮ ምትሕብባር ናብ ሃገሮም ክምለሱ ከምዝተገበሩ ተገሊፁ፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
https://t.me/tigrignafana

Comments (0)
Add Comment