281 ዜጋታት ክብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገርም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)281 ኢትዮጵያውያን ዜጋታት ክብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገርም ተመሊሶም።

እቶም ናብ ሃገሮም ዝተመለሱ ዜጋታት ኩሎም ደቂ ተባዕትዮ መናእሰይ ኢዮም።

ተወካሊ ዳይሬክተር ጉዳያት ቆንስላ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ፥ እቶም ስደተኛታት ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ እንትበፅሑ ኣቀባብላ ገይሮምሎም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

Comments (0)
Add Comment