28 ሰባት ዘሳፈረት ኣውሮፕላን ተጓዓዝቲ ሩሲያ ኣሰራ ጠፊኡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኤ ኤን – 26 ዝተብሃለ ኣውሮፕላን ተጓዓዝቲ ሩሲያ ኣሰራ ከምዝጠፍአ ተገሊፁ።

ሰብ መዚ እታ ሃገር ከምዝበልዎ እታ ነፋሪት 28 ተጓዓዝቲ ኣሳፊራ ዝነበረት እንትትከውን፥ ምስ ኣብራሪ እታ ነፋሪት ዝግበር ዝነበረ ርክብ ኣብ መንጎ ሃንደበት ተቛሪፁ።

ኣብ ርሑቕ ምብራቕ ክፍሊ ሩሲያ ከባቢ ወሰን ባሕሪ ካምቻትካ ተሰዊራ ከምእትኸውን ይዝረብ ኣሎ።

ስለዝኾነ እታ ነፋሪት ናይ ምእላሽ ስራሕ ይቕፅል ከምዘሎ ተሓቢሩ።

ፍልፍል፡-ቢቢሲ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment