ቀ/ሚ ኣቢይ ብኣትሌት ያለምዘርፍ ብዝተመዝገበ ውፅኢት ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣  24 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ውድድር ኣትሌቲክስ ፍርቂ ማራቶን ዓለም ክብረ ወሰን ንዘመዝገበት ኣትሌት ያለምዘርፍ የኋላው ናይ እንኳዕ ደስ በለኪ መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር “ ጓል ኢትዮጵያ ኣትሌት ያለምዘርፍ የኋላው ኣብ ውድድር ፍርቂ ማራቶን ደቂ ኣኒስቲዮ በዓልቲ ዋና ክብረ ወሰን ዓለም ብምዃንኪ ኮሪዕና ኢና፤ እንኳዕ ደስ በለኪ” ኢሎም።

“ብተግባር ዝረአ ፍሉይ ብቕዓት ልዕልነት ሃገር ክብ ኣቢሉ ስለዘንፀባርቕ ኩሉ ጊዘ ዝውደስ ኢዩ” በምባል ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment