250 ኩንታል ሓሽሽ ተወጊዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውሽጢ ሸሞንተ ኣዋርሕ 250 ኩንታል ሓሽሽ ከምዘወገደ ምምሕዳር ፀፅታ ዞባ ምዕራብ ኣርሲ ኣፍሊጡ።

ኣብ ገፀርን ከተማን ብስፍሓት ዝፈሪ ፍሪያት ሓሽሽ ሰንሰለት ዕዳግኡ ክሳብ ኬኒያ ዝበፅሕ ከምዝኾነ እቲ ቤት ዕዮ ገሊፁ።

ኣብ ውሽጢ ሸሞንተ ኣዋርሕ ድማ 250 ኩንታል ሓሽሽ ከምዘወገደ ምምሕዳር ፀፅታ ዞባ ምዕራብ ኣርሲ ኣፍሊጡ።

ሓላፊ ዓውዲ ምምሕዳርን ፀፅታን ዞባ ምዕራብ ኣርሲ ሃላፊ ኮማንደር ጌታቸው ታዬ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝበልዎ፥ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ሓሽሽ ብበዝሒ ይፈርየሎም ካብ ዝነበሩ ኣርባዕተ ወረዳታት እተን ሰለስተ ናፃ ኮይነን ኣለዋ።

ብመቅደስ ኣስፋው

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment