Browsing yearly archive

2021

ኣብ ወፍሪ ፃዕዳ ውሕጅ ፖስታ ናብ ፃዕዳ ቤተ መንግስቲ ዝተዳለዉ መልእኽታት ቀዳማይ ዙር ተላኢኹ ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወፍሪ ፃዕዳ ውሕጅ ፖስታ ናብ ፃዕዳ ቤተ መንግስቲ ዝተዳለዉ መልእኽታት ቀዳማይ ዙር ተላኢኹ። እቲ ፖስታ ብዲኤች ኤል ከምዝተለኣኸ ግዜኢ ፀብፂቡ። መተሓበበሪ ኣዲስ ኣበባ እቲ ወፍሪ ኣይተ ኣእምሮ ኣዱኛ ከምዝገለፁ፥ ሓቂ ኢትዮጵያ ዝሓዙ ፖስታታት ብዝተፈላለዩ ዙራት ናብ ፃዕዳ ቤተ መንግስቲ ክበፅሑ ክግበር ኢዩ። ኣብቲ ወፍሪ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሓዊሱ ብዙሓት ኢትዮጵያውያን ተሳትፎ ገይሮም ወድዓዊ ሓቂ ኢትዮጵያ ንምፍላጥ ኣሰር ከምዘንበሩ ይፍለጥ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/ ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ! ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Read more