ንቀ/ሚ ኣቢይ ኣብ ዝተፀውዐ ሰልፊ ድጋፍ ቡንባ ብምድርባይ ህይወት ሰብ ብምጥፋእን ጉድኣት ኣካል ብምብፃሕን ገበነኛታት ዝተብሃሉ 5 ውልቀ ሰባት ካብ 5 ዓመት ክሳብ ዕድመ ይፍታሕ ፅኑዕ ማእሰርቲ ተፈሪዱዎም Read more
ኣብ ልዕል ኢትዮጵያ ንዝቐርብ ፃውዒት ጥፍኣት ብሓባር ደው እንተኢልና ልዕሊ ዓቕምና ዝኾነ ነገር ከምዘየለ ኣይኮነን ንሕና ምዕባለ ኢትዮጵያ ዘይበህጉ እውን ይግንዘብዎ ኢዮም- ቅዱስ ሲኖዶስ Read more