ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 9 ኣዋረሕ 2 ነጥቢ 43 ቢሊየን ዶላር ቀጥታ ኢንቨስትመንት ወፃኢ ምስሓብ ከምዝተኽኣለ ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኣፍሊጡ።
ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ለሊሴ ነሜ፥ ኣብቶም ኣዋርሕ 3 ነጥቢ 63 ቢሊየን ዶላር ነምስሓት ትልሚ ተታሒዙ ከመዝነበረ ተዛሪበን።
ብመሰረት እዚ 2 ነጥቢ 43 ቢሊየን ዶላር ቀጥታ ኢንቨስትመንት ወፃኢ ምስሓብ ከምዝተኽኣለ ገሊፀን።
203 ሰብ ሃፍቲ ናብ ኢንቨስትመንት ንምእታው ዝተትሓዘ ትልሚ 118 ከምዝተፈፀመ ሓቢረን።
ካብዚ እቶም 65 ሰብ ሃፍቲ ኣብ ዓውዲ ማኑፋክቸሪንግ 50 ድማ ኣብ ኣብ ኣገልግሎት ከምኡውን ሰለስተ ኣብ ግብርና ከምዝተዋፈሩ ምብረሀን ግዜኢ ፀብፂቡ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።