ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)157 ሰብኣዊ ሓገዝ ዝፀዓና ተሽከርከርቲ ትማሊ ናብ መቐለ መእታወን መፃረዪ ሓበሬታ እዋናዊ ጉዳይ ገሊፁ።
እተን ተሽከርከርቲ ምግብን ምግቢ ተንከፍ ዘይኮኑ ናውቲታትን ዝፀዓና እንትኾና፥ ካብ ትካል ምግቢ ዓለም፣ ዩኒሴፍን ዩ.ኤን .ኤፍ.ፒ.ኤ ውድብ ሕቡራት መንግስታት፣ ምግብን ምግቢ ተንከፍ ዘይኮኑ ናውቲታትን ንምቕራብ ካብ ዝንቀሳቐሱ መንግስታዊ ዘይኮኑ ትካላት ዝተረኸበ ደገፍ ዘካተተ ከመዝኾነ ተገሊፁ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።