ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)68 ኢትዮጵያውያን ዜጋታት ካብ ሊባኖስ ቤይሩ ናብ ሃገሮም ከምዝተመለሱ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ።

ብምትሕብባር ፍሪደም ፈንድን ኣጋር ኢትዮጵያን ዝተብሃሉ ሃገር በቀል ትካላት ገበርቲ ሰናይ  ኢዮም እቶም ዜጋታት ተመሊሶም።

ተወካሊ ዳይሬክቶሬት ጄኔራል ቆንስላ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ዓለም ለኻዊ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ብምርካብ ኣቀባብላ ገይረሙሎም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ</span;>

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana</span;>

<span;>ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/</span;>

<span;>ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision</span;>

<span;>ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!</span;>

<span;>ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!</span;>

</span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;>

Comments (0)
Add Comment