147 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ስዑድ ዓረብ ከተማ ሪያድ ኣብ ዝተፈላለዩ ፀገማት ዝነበሩ 147 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም።

እቶም ኢትዮጵያውያን ትማሊ ናብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝኣተዉ ካብ ቤት ፅሕፈት ኣቐባሊ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ድማ ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዳይሬክተር ጀነራል ጉዳይ መናኣሰይ፣ደቂ ኣንስትዮን ህፃናትን ካብ ዝተፈላለዩ ቤት ዕዮታት መንግስቲ ምስ ዝተወኩ ሰብ ሞያታት ብምዃን ተረኺበን ኣቀባብላ ገይረናሎም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
https://t.me/tigrignafana

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment