140 ዜጋታት ካብ የመን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)140 ዜጋታት ካብ የመን ብዓለም ለኸ ትካል ስደተኛታት ናብ ሃገሮም ተመሊሶም።

እቲ ትካል፥ ናብ ሃገሮም ንምምላስ ድሌት ዘለዎም ዜጋታት ናብ ሃገሮም ንኽምለሱ ምምዕርራዩ ገሊፁ፡፡

እዚ ድማ ለበዳ ቫይረስኮሮና ምስተወለዐ ንፈለማ እዋን ከምዝኾነ ኢዩ እቲ ትካል ገሊፁ ዘሎ፡፡

ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሃቡዎ መግለፂ፥

ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ካብ የመን ከምዝምለሱ ኣፍሊጦም ነይሮም፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

Comments (0)
Add Comment