14 ሰነ ንኢትዮጵያ ታሪኻዊት ዕለት ኢያ-ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)14 ሰነ ንኢትዮጵያ ታሪኻዊት ዕለት ኢያ ከብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።

“ኣብ ሃገርና ናይ መጀመሪያ ፍትሓዊን ነፃን ኣብ ዝኾነ ምርጫ ኩሎም ክፋላት ሕብረተሰብ ድምፆም ንምሃብ ወፂኦም ኢዮም” ክብሉ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ቲዊተር ገፅ ፅሒፎም።

በዚህም በትናንተናው ዕለት የተካሄደው ምርጫ ለኢትዮጵያ ታሪካዊ ቀን ነው ብለዋል፡፡

እቲ ምርጫ ንኢትዮጵያ ታሪኻዊት ዕለት ኢያ እውን ኢሎም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment