ኣብ ዞባ ምዕራብ ወለጋ ንኦነግ ሽኔ ዝቃወም ሰልፊ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ) ኣብ ዞባ ምዕራብ ወለጋ ንኦነግ ሽኔ ዝቃወም ሰልፊ ተኻይዱ።
ኣብቲ ዞባ ወረዳታት ጊምቢ፣ ጃርሶን ቦጂ ጮቆርሳን ነበርቲ ኦነግ ሸኔ ብምውጋዝ ኢዮም ሰልፊ አካይዶም።
እቲ ጉጅለ ኣብ ልዕሊ ህይወት ሰብን ንብረትን ንዘብፀሖ ጥፍኣት ኣውጊዞም።
እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ
ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
ይግበሩ/ራ!
ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!
Comments (0)
Add Comment